ቅድሚ ድልው ምዃንካ ጀምር!

“ሓደ መዓልቲ ክጅምር ’የ’’ ኢልካ ዶ ትፈልጥ? ምናልባት ንክትጅምሮ እትሓልሞ ንግዲ፣ ክትፅሕፎ ዝደለኻ መፅሓፍ፣ ዩቱዮብ ቻናል፣ ጂም ምስራሕ፣ ወይ እውን ክተውግዶ እትደሊ ልምዲ ክኾን ይኽእል። እቲ ’’ሓደ መዓልቲ’’ ኩሉ ግዜ ቀረባ ይመስል – ግን ፈፂሙ ኣይመፅእን እዩ። መብዛሕትና ሕልሚ ኣለና፤ ገሊኦም ዓበይቲ ፣ ገሊኦም ኣብ ውሽጥና ዝተሓብኡ… ንኽግለፁ ዝፅበዩ። ንግዲ ምጅማር፣ ትርጉም ዘለዎ ነገር ምፍጣር … Read more

ሃብ፡ ወሃብቲ ይወሃቦም እዩ!!

“ሃቡ ፤ ክወሃበኩም እዩ፤ በቲ እትሰፍርሉ መስፈሪ ፥ ክስፈረልኩምእዩ፤ ___ መፅሓፍ ልቋስ 6፡38 ወዲ ሰብ ዝደልዮ ወይ ዘድልዮ ነገር እንተሂብካዮ ኢኻ ትደልዮ ወይ ዘድልየካ ነገር ትረክብ። እቲ ቁዱስ መፅሓፍ እውን ሃቡ ክወሃበኩም እዩ እዩ ዝብል። ‘ወዲ ሰብ ዝደልዮ ነገር እንተሂብካዮ ኢኻ እትደልዮ እትረክብ’’ ካብ ምቅባል መጀመርታ ምሃብ ይቅድም። “ካብ ምቅባልስ ምሃብ ይባርክ” __ይብል መፅሓፍ ቅዱስ። … Read more

ብኸመይ ቅድሚ እዋኑ ኣብ ስራሕ ቦትኡ ዝርከብ ሰብ ኮይነ?

ቅድሚ ሓደ ውርሒ ሓደ ውሳነ ወሲነ ንሓደ ወርሒ ሙሉእ ቅድሚ ሰዓተይ ኣብ ስራሕ ቦታይ ክርከብ እየ ኢለ።  እዚ ቀሊል ዝመስል ተመኩሮ ናብ ቀያሪ ዝኾነ ጉዕዙ እዩ ተሰጋጊሩ። ናብ ስራሕ መእተዊ ሰዓተይ ከመይ ከምዝተሓሓዞ ጥራሕ ዘይኮነ ቀይሩለይ፤ ብዛዕባ ዲስፕሊን፣ ድልውነት፣ ግዜ ምክባር ዝበሉ ጠቀምቲ ትምህርታት እዩ ኣምሂሩኒ። ከመይ ከምዘሳካዕኽዎን ንስካትኩም’ውን ከመይ ክተሳክዕዎ ከምእትኽእሉን እንሆ…. ንጎሆን ድሕሪ … Read more

ስነ ምግባራዊ ኣመራርሓ ንምንታይ ይፈሽለና ኣሎ፡ ከመይ ገይርና ከ ነዕርዮ?

ብዛዕባ ማህታማ ጋንዲ ዝገልፅ ፍሉጥ ዛንታ አሎ። እዚ ዛንታ ድማ ንሓይሊ ብኣብነት ምምራሕ ብፅቡቕ ዝገልፅ እዩ። ሓንቲ ዝተጨነቐት አደ ወዳ ሒዛ ናብ ጋንዲ ትኸይድ። ጥዕንኡ ስለዝጎድኦ ንወዳ ሽኮር ኣይትብላዕ ክብለላ ድማ ንጋንዲ ትሓቶ። ጋንዲ ድሕሪ ብትኹረት ምድማፅ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ሒዝክዮ ተመለሲ ይብላ። እዛ ኣደ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ወዳ ሒዛ ትምለስ። ኣብዚ ግዜ ጋንዲ ነቲ … Read more

ልዑል ኢነርጂ (ውሽጣዊ ሓይሊ) ብኸመይ ይህልወና

3 ነገራት ደረጃ ኢነርጅና ንምውሳኽ  ኣብ ዝኾነ ይኹን ነገር ንዕውትንትካ ወይ ንውድቀትካ ዝፀሉ እቲ ቁፅሪ ሓደ ነገር ደረጃ ናይ ኢነርጂኻ እዩ። ኣብ ህይወት በዓል ሙሉእ ጥዕናን ዕውትን ሰብ ክትከውን እንተኾይንካ ኩሉ ግዜ ልዑል energy ክህልወካ አለዎ። ዓብይ ዓወትን ኣደናቂ ውፅኢትን ዓብይ ኢነርጂ እዩ ዝደሊ። እቲ ምስጢር ብከመይ ክትረክቦን ሒዝካዮ ክትፀንሕን  ከምትኽእል ምምሃር እዩ። ብተፈጥሮኣዊ መንገዲ … Read more

ንምንታይ ኢና ዘይሕጉሳት እንኾን?

ኣብ ሳይኮሎጂ Loss aversion ዝበሃል ፅንሰ ሓሳብ ኣሎ። Loss aversion እንታይ እዩ ዝብል… “ብማእኸላይ ገምጋም፡ ሓደ ነገር ረኺብና ካብ እንሕጎሶ ታሕጓስ ንላዕሊ እቲ ነገር ረኺብና ክንስእኖ ከለና እንሳቀዮ ስቅያት ካብ ሰለስተ ክሳብ ኣርባዕተ ዕፅፊ ከም ዝዓቢ ይገልፅ።” እዚ ብኣብነት እንትግለፅ፦ ተመርዒና ካብ እንረኽቦ ሓጎስ ተፋቲሕና እንሳቀዮ ስቃይ ሰለስተ ኣርባዕተ ዕፅፊ እዩ። መኪና ገዚእና ካብ እንረኽቦ … Read more

ጥዑም ድቃስ ንኽንድቅስ ዝሕጉዝና ምክርታት

ዶ/ር ማቴው ዎከር ይብሃል። ኣብ በርክለይ ካልፎርንያ ዩንቨርስቲ ብዛዕባ ድቃስ ዝመራመር ናይ ኒይሮሳይነስ ሳይኮሎጂ ሳይንቲስት እዩ። ከምኡ እውን Why We Sleep: Unlocking The Power Of Sleep And Dreams ዝብል መፅሓፍ ደራሲ እዩ። እዚ ተመራማሪ ዝበለፀ ድቃስ ንኽንድቅስ ዝሕጉዝና ኢሉ ዘቀሞጦም ብሉፃት ምክርታት አለው። ቅድሚኡ ግን ሕፅረት ድቃስ ኣብ ጥዕናና ዘምፅኦ ፀገማት ኢሉ ካብ ዘቀመጦም ንርአ። … Read more

ነፍሲ ወከፍ ጌጋ ገለ ነገር ይምህረና እዩ።

ካብ ሐዚ ንጌጋ ድልዉ እየ። ማለተይ ከይጋገ፣ ሰባት ከይብሉኒ ክብል የብለይን።🥁 ከምዚ ክገብር ነይሩኒ ፣ ከምዚ እኳ ዘይከኣለ … ገለ ዶ ይብሉኒ እናበልኩ ዓርሰይ ከጭንቅ የብለይን። እዚ ጌጋ እዩ። everyone makes mistakes in life. We are human. እንተዘይተጋጊኻ ኣይትመሃርን፣ ኣይተዓብን ዘለኻ ማለት እዩ። ስለዚ ካብ ሐዚ ዝኮነ ዓይነት ስራሕ እንትሰርሕ ኣስተውዒለ ክሰርሕ ኣለኒ፤ ‘ምርያትን ምእካስን’ … Read more

መኻይድኻ መን እዩ?

“መን ምዃንካ ክነግረካ ምስ መን ከምትኸይድ ንገረኒ” ዝብል ኣበሃሃላ ኣሎ። እዚ ኣበሃህላ መሓዛኻ፣ ብፃይኻ፣መዋዕልትኻ፣ መኻይድኻ ኣብ ባህሪኻን መንነትካን ዘለዎ ፅልዋ ክንደየናይ ዓብይ ምዃኑ ዝገልፅ እዩ። ኩሉ ግዜ ምሰ ተራ ሰባት ኮይንካ መስተንክራዊ (ቅያዊ) ስራሕ ምስራሕ ከቢድ እዩ። ኩሉ ግዜ።   ጂም ሮን ዝበሃል ናይ ህይወትን ዓወትን ዓላሚ ከምዝብሎ “ንስኻ ማእኸላይ ውፅኢት ናይቶም መብዛሕትኡ ግዜ ምሳኻ … Read more