ስነ ምግባራዊ ኣመራርሓ ንምንታይ ይፈሽለና ኣሎ፡ ከመይ ገይርና ከ ነዕርዮ?

ብዛዕባ ማህታማ ጋንዲ ዝገልፅ ፍሉጥ ዛንታ አሎ። እዚ ዛንታ ድማ ንሓይሊ ብኣብነት ምምራሕ ብፅቡቕ ዝገልፅ እዩ። ሓንቲ ዝተጨነቐት አደ ወዳ ሒዛ ናብ ጋንዲ ትኸይድ። ጥዕንኡ ስለዝጎድኦ ንወዳ ሽኮር ኣይትብላዕ ክብለላ ድማ ንጋንዲ ትሓቶ። ጋንዲ ድሕሪ ብትኹረት ምድማፅ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ሒዝክዮ ተመለሲ ይብላ። እዛ ኣደ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ወዳ ሒዛ ትምለስ። ኣብዚ ግዜ ጋንዲ ነቲ … Read more