መስተ፥ እቲ ዘየንብር፣ ንቡር

ንምንታይ ንሰቲ፣ ንምንታይ መመሊስና ንሰቲ፣ ብኸመይ ከ ካብ ናይ መስተ ባርነት ነፃ ንወፅእ? መስተ ንዓኻ እንታይ እዩ ፤ እንተተባሂልካ እንታይ ትብል? እቶም ዓዋሉ ናይ ኣስመራ ሓደሓደ ግዜ “ድሕሪ ምኽያፍ ምስያፍ” ይብሉ፤ መስተ እንትሰትዩ። ንዓይ፥ ካብዘን ሰለስተ ቃላት ንላዕሊ ብዛዕባ መስተ እንታይነት ዝገልፅ ዘሎ ኣይመስለንን።ብ3ተ ቃላት፤ ሙሉእ ሚስጥር ናይ መስተ። መስተ ብጣዕሚ ደስዝብል ነገር እዩ። ።መስተ … Read more

ከመይ ጌርካ ከም እተንብብ ተምሃር!!

ንምንታይ ዘይነንብብ ፣ ብኸመይ መፃሕፍቲ ነፍቅር፣ ከምኡ’ውን ከመይ ጌርና ንባብ ንኣእምሮና ከም ዝቕይሮ ንግበር? ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመታት፡ ሓንቲ መሳርሕተይ፦ ኣሌክስ እባ፡ ምንባብ ከመይ ለሚድካዮ ፣ ተዓዲልካ ኩሉ ግዜ ተንብብብ። ቀፂላ ኸኣ ንዓይ ንባብ ኣዝዩ ከቢድ እዩ፤ ከንብብ ኣይኽእልን። ሎሚ ድማ እንተዘይኣንቢብካ ከቢድ እዩ። ኣነ ግን ምንባብ ብጣዕሚ እየ ዝፀልእ፤ ካብ ከንብብ ክወልድ ይሕሸኒ ዋላ ማንታ … Read more

10 አስደመምቲ ሰባት ዓለማና

ሕድሕድ ሰብ ነናይ ባዕሉ ፍሉይን ብሉፅን ዝገብሮ ዝኮነ ነገር አለዎ። እንተኮነ ግን ኣብዚ ዓለም ክህልዉ እዮም ኢልካ ዘይእመን ሓደሓደ  ሰባት አለው። ብፀጉራን እዝናን ክብደት እተልዕል ጓልኣንስተይቲ ፣ ሓፂን ዝበልዕ ሰብ ፣ ዘይእመን ገጀፍቲ ቐላፅም ዘለዎ ቦዲ ቡልደር (ናይ ህንፀት ኣካል ሰራሒ) ፤ ምናልባት እዚ  መስሐቂ ልበወለድ ዛንታ ወይ ፅውፅዋይ ክመስለኩም ይክእል ፤ ግን እዞም ሰባት … Read more