መተባብዒ ዛንታ መንገዲ ዓወት ጃክ ማ

ናይ ሂወት ጉዕዙኡ ብ12 ዶላር ንወርሒ እናተከፈሎ ብምስራሕ ዝጀመረ ፡ ሐዚ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ  ሃፋትም ቻይና ኮይኑ ፡ ልዕሊ 37.5 ቢልዮን ዶላር ዝውንን ፡ መስራቲ ጉጅለ ኣሊባባ  ጃክ ማ ፡ዛንታ ዓወቱ ፈሊጥካ ኣብ ሂወት ተስፋ ከይትቆርፅ ከለዓዕለካ እዩ። ጃክ ማ ካብ ድኻታት ቤተሰብ እዩ ተወሊዱ። ወዲ ዓሰርተ ገለታት ዓመት እናሃለወ ፡ ኢንግሊዛኛ ቋንቋ ናይ ምዝራብ … Read more

መተባብዒ ዛንታ መንገዲ ዓወት ፕሪያንካ ቾፕራ /ብኸመይ ንውድቀት ኣሰኒፋ ክትካእ ዘይትኽእል ጓል ኣንስተይቲ ኮይና/

/ብኸመይ ንውድቀት ኣሰኒፋ ክትካእ ዘይትኽእል ጓል ኣንስተይቲ ኮይና/ ፕርያንካ ቾፕራ ኣብ ህንዲ ካብ ምቁልላት ቤተሰብ እያ ተወሊዳ። ኣቦኣን እናኣን ፡ ናይ ህንዲ ሰራዊት ሓካይም እዮም ነይሮም። በዚ ድማ ፕሪያንካ ኣብ ግዜ ቁልዕነታ ብዙሕ ግዜ ካብ ቦታ ናቦታ ክትዘዋወር ግድን ነይሩ። ኣፍላ መንእሰይ እናሃለወት ንኣሜርካ ተዘዋዊራ ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ህዝቢ ትምህርት ቤታት ትምህርታ ተከታቲላ። እንተኮነ … Read more

ኣብ ውሽጥና ፀላኢ ተዘየለ ፤ ደጋዊ ፀላኢ ክንድ’ቲ ክሃስየና ኣይክእልን!!

ኣእምሮኻ ንዓኻ  ወይ ኣንፃርካ ክሰርሕ ይክእል እዩ። ንዓኻ ክሰርሕ እንተደሊኻ ፣ ፅቡቅ ነገራት መግቦ ። ብፍልጠት ፣ ፅቡቅ መንፈስ ፣ ብዕላማን መምርሕን ምልኣዮ።

ንዓወት ቁሩብ ኩን  ፤ ሽዑ ትዕወት ኢኻ።

ከምዚ ዝብል ናይ ኣፍሪካውያን ኣበሃህላ አሎ

Read more

ሂወትካ ዝቅይር ኣተባባዒ ዛንታ ሌስ ብረውን

እዚ ፍፃመ ኣብ ኣእምሮካ ቅረፆ ! ኣብ መጨረሽታ 1950ታት ክልተ ማናቱ ኣሓት ኣብ ሓደ ሰብ ዘይብሉ ህንፃ ተወሊዲም ። ካብ ኡ ወለዶም መን ምኳኖም ስለዘይፍለጡ ንመዕበይቲ ሰባት ተዋሂቦም።   ክሳብ ብፅሕነኦም ድማ ምስ ሓንቲ በይና እትነብር ሰበይቲ ዓብዮም።

ድሕረ ባይታ ዘሪቱ ከበደ

ዘሪቱ ከበደ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 11 የካቲት 1976 ዓ/ም ተወሊዳ። ገና ኣብ ዕሸል ዕድሚኣ እያ ብሙዚቃ ፍቅሪ ዝወደቐት ፤ ዝተወለደትሉን ዝዓበየትሉን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ። ናይ ቁልዕነት ግዚኣ ኣብ ሓያላት ቤተሰብ እያ ኣሕሊፋቶ። ኣቦኣ አቶ ከበደ ወልደየርግስ ናይ ኪነ ህንፃ ባዓል ሞያ (artictcher) እንትኾን አድኣ ወ/ሮ እንግዳ ምትኩ ድማ የቤት እሜቤት ኮይና ካብ ሰብኣያ ብ30 ዓመት ዝነኣሰት እያ ነይራ።  ዘሪቱ ክልተ ኣናእሽቲ ኣሕዋት እንትህልዋኣ ፤ ኣቦኣ ካብ ናይ መጀመርታ ሓዳሩ ዝወለደን ክልተ ዓበይቲ ኣሕዋታ ድማ ኣለውኣ።

Read more