ነፍሲ ወከፍ ጌጋ ገለ ነገር ይምህረና እዩ።

ካብ ሐዚ ንጌጋ ድልዉ እየ። ማለተይ ከይጋገ፣ ሰባት ከይብሉኒ ክብል የብለይን።🥁

ከምዚ ክገብር ነይሩኒ ፣ ከምዚ እኳ ዘይከኣለ … ገለ ዶ ይብሉኒ እናበልኩ ዓርሰይ ከጭንቅ የብለይን። እዚ ጌጋ እዩ። everyone makes mistakes in life. We are human.
እንተዘይተጋጊኻ ኣይትመሃርን፣ ኣይተዓብን ዘለኻ ማለት እዩ።

ስለዚ ካብ ሐዚ ዝኮነ ዓይነት ስራሕ እንትሰርሕ ኣስተውዒለ ክሰርሕ ኣለኒ፤ ‘ምርያትን ምእካስን’ ✔️✖️ ግን ግድን እዩ። ዝኾነ ሕቶ እንትምለስ ትኽኽለኛ መልሲ ምምላስ ኣሎ፤ ምግጋይ ኣሎ። ስለዚ ተጋገ ዝዓርከይ…ፈዛዝ ክበሃል እየ ፣ሰባት ዘይኽእል ክብሉኒ እዮም ገለ ኣይትበል።😎 ተጋገ..ዘይትፈልጦ ጠይቅ (እዙይ ዘይፈልጥ ድዩ ተቀሚጡ ክብሉኒ እዮም) ከይትብል።
ዋላ ተራ ነገራት ዘይምፍላጥ normal(ንቡር) እዩ።🤛

👉ኣማርኛ ቋንቋ ብዙሕ ኣይትኽእልን ሓቀይ፣ እንተኾነ ግን ተዛረብ ….ተጋገይ… እናተኣከስካ፣ እናተጋገኻ፣ ጎልደፍደፍ እናበልካ እዩ ኣምሓርኛ ዝልመድ።
Who is ሰብ …ሰው ምንድ ነው…..መን ከ እዩ ክዕዘበካ….

👉ኢንግሊዘኛ ብዙሕ ኣይትኽእልን?… ተዛረብ… ክጋገ እየ ኢልካ ሱቅ ኣይትበል። ኣብ ቅድሚ ሰባት ከይትሰሓሓት ኣይትፍራሕ። who the hell is ሰብ …

👉መድረኽ ምዝራብ ኣይለመድካን.. ተዛረብ…. Who is ሰብ… ኣይበልዐካን። ዋላ እናንቀጥቀጥካ ተዛረብ።

እዚ post ምስበልክዎ፧
“እንታይ ከ እዩ እቲ ኣብነታቱስ ብዛዕባ ቋንቋታት…..ቋንቋ ኣምሓርኛን ኢንግሊዘኛን ግዲ ብዙሕ ኣይኮንን ኢሎም ክሓስቡ እዮም።”🙆‍♂️

So what! 😂 i will post it.

ንዓርስና ነፃነት ንሃባ!!
ተደልያ ትጋገ… ተደልያ ትዉደቅ… ተደልያ ትገልበጥ🤸🏿‍♂️ …ተደልያ ትፍራሕ… ተደልያ ትደንግፅ … ከም ቃሕታኣ። እንትትሰርሕ እዚ ኹሉ ኖርማል እዩ።🙏

ብምግጋይካ ድማ ዓርሳኻ ኣይትቅፃዕ🤦‍♂️፤ ንነብስኻ ይቅረ ግበረላ። ተጋገይ…. ተምሃር….

🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆
👉Allow to make mistakes brother!!✔️
🎖🎖🎖🥇🥇🥇🏅🏅🏅

“ኣብ ሂወተይ ከም ድልየተይ
መሰለይ እዩ ነፃነተይ
ሰብ እንተበለ እንተበለኒ እዝኒ ኣይህቦንየ….እዝኒ”

ዝብል ደርፊ እባ ናይ መን እዩ ዝነበረ?
🙏🙏🙏
መንገዲ ዓወት
#ኣለምብርሃን_ግደይ

ኣባፅሑ / Share

Leave a Comment