ዘሪቱ ከበደ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 11 የካቲት 1976 ዓ/ም ተወሊዳ። ገና ኣብ ዕሸል ዕድሚኣ እያ ብሙዚቃ ፍቅሪ ዝወደቐት ፤ ዝተወለደትሉን ዝዓበየትሉን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ። ናይ ቁልዕነት ግዚኣ ኣብ ሓያላት ቤተሰብ እያ ኣሕሊፋቶ። ኣቦኣ አቶ ከበደ ወልደየርግስ ናይ ኪነ ህንፃ ባዓል ሞያ (artictcher) እንትኾን አድኣ ወ/ሮ እንግዳ ምትኩ ድማ የቤት እሜቤት ኮይና ካብ ሰብኣያ ብ30 ዓመት ዝነኣሰት እያ ነይራ። ዘሪቱ ክልተ ኣናእሽቲ ኣሕዋት እንትህልዋኣ ፤ ኣቦኣ ካብ ናይ መጀመርታ ሓዳሩ ዝወለደን ክልተ ዓበይቲ ኣሕዋታ ድማ ኣለውኣ።
10 አስደመምቲ ሰባት ዓለማና
ሕድሕድ ሰብ ነናይ ባዕሉ ፍሉይን ብሉፅን ዝገብሮ ዝኮነ ነገር አለዎ። እንተኮነ ግን ኣብዚ ዓለም ክህልዉ እዮም ኢልካ ዘይእመን ሓደሓደ ሰባት አለው። ብፀጉራን እዝናን ክብደት እተልዕል ጓልኣንስተይቲ ፣ ሓፂን ዝበልዕ ሰብ ፣ ዘይእመን ገጀፍቲ ቐላፅም ዘለዎ ቦዲ ቡልደር (ናይ ህንፀት ኣካል ሰራሒ) ፤ ምናልባት እዚ መስሐቂ ልበወለድ ዛንታ ወይ ፅውፅዋይ ክመስለኩም ይክእል ፤ ግን እዞም ሰባት … Read more
ታሪክ ሂወት ኣሚትኣብ ባቻን
ሙሉእ ስም ኣሚትኣብ ሃሪቫንሽ ሬይ ሻሪቫስታቫ ሳጓ Munna, Big B, Angry Young Man, Amith, Shahenshah of Bollywood, Star of the Millennium ሞያ ተዋሳኣይ፣ቴለቨዥን ኣቅራቢ ፣ኣዳላዊ ፊልም (producer) ፣ ደረፋይ፣ ናይ ሙዚቃ ደራሳይ (coposer) ፣ ነበር ፖለቲከኛ ናይ ትምህርቲ ደረጃ Bachelor of Science ከምኡ እውን Bachelor of Arts ፈለምቲ ስራሕቲ ናይ ቦሊውድ ፊልሚ – Saat Hindustani … Read more
ወልፊ ግብረሕቡእን ሳዕቤናቱን
ሴጋ (ግብረሕቡእ) እንታይ እዩ። ግብረሕቡእ ወይ ሴጋ ዝበሃል ስምዒትካ ንምልዕዓል ጠርዚ ናይ ወሲባዊ ደስታ ንምብፃሕ ብልዒትካ ብምንክካእ ዝግበር ዓርሰ ምንቅቃሕ እዩ። ግብረሕቡእ ዝፍፅሙ ሰባት