መተባብዒ ዛንታ መንገዲ ዓወት ጃክ ማ
ናይ ሂወት ጉዕዙኡ ብ12 ዶላር ንወርሒ እናተከፈሎ ብምስራሕ ዝጀመረ ፡ ሐዚ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ሃፋትም ቻይና ኮይኑ ፡ ልዕሊ 37.5 ቢልዮን ዶላር ዝውንን ፡ መስራቲ ጉጅለ ኣሊባባ ጃክ ማ ፡ዛንታ ዓወቱ ፈሊጥካ ኣብ ሂወት ተስፋ ከይትቆርፅ ከለዓዕለካ እዩ። ጃክ ማ ካብ ድኻታት ቤተሰብ እዩ ተወሊዱ። ወዲ ዓሰርተ ገለታት ዓመት እናሃለወ ፡ ኢንግሊዛኛ ቋንቋ ናይ ምዝራብ … Read more
መተባብዒ ዛንታ መንገዲ ዓወት ፕሪያንካ ቾፕራ /ብኸመይ ንውድቀት ኣሰኒፋ ክትካእ ዘይትኽእል ጓል ኣንስተይቲ ኮይና/
/ብኸመይ ንውድቀት ኣሰኒፋ ክትካእ ዘይትኽእል ጓል ኣንስተይቲ ኮይና/ ፕርያንካ ቾፕራ ኣብ ህንዲ ካብ ምቁልላት ቤተሰብ እያ ተወሊዳ። ኣቦኣን እናኣን ፡ ናይ ህንዲ ሰራዊት ሓካይም እዮም ነይሮም። በዚ ድማ ፕሪያንካ ኣብ ግዜ ቁልዕነታ ብዙሕ ግዜ ካብ ቦታ ናቦታ ክትዘዋወር ግድን ነይሩ። ኣፍላ መንእሰይ እናሃለወት ንኣሜርካ ተዘዋዊራ ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ህዝቢ ትምህርት ቤታት ትምህርታ ተከታቲላ። እንተኮነ … Read more
ብብዙሓት ከም መድሓኒ ዝሕሰብ ስእሊ ብርያን ዲክን
ሙሉእ ሽሙ ብርያን ማይክል ዲክን (Brian Michael Deacon) ይበሃል። የካቲት 13, 1949 ኣብ ኦክስፎርድ, ኦክስፎርድ ሻይር ኣብ ኢንግሊዝ ዩናይትድ ኪንግዶም ተወሊዱ። ሐዚ ወዲ 74 ዓመት ሽማግለ እዩ።
ኣብ ውሽጥና ፀላኢ ተዘየለ ፤ ደጋዊ ፀላኢ ክንድ’ቲ ክሃስየና ኣይክእልን!!
ኣእምሮኻ ንዓኻ ወይ ኣንፃርካ ክሰርሕ ይክእል እዩ። ንዓኻ ክሰርሕ እንተደሊኻ ፣ ፅቡቅ ነገራት መግቦ ። ብፍልጠት ፣ ፅቡቅ መንፈስ ፣ ብዕላማን መምርሕን ምልኣዮ።
ንዓወት ቁሩብ ኩን ፤ ሽዑ ትዕወት ኢኻ።
ከምዚ ዝብል ናይ ኣፍሪካውያን ኣበሃህላ አሎ
ሂወትካ ዝቅይር ኣተባባዒ ዛንታ ሌስ ብረውን
እዚ ፍፃመ ኣብ ኣእምሮካ ቅረፆ ! ኣብ መጨረሽታ 1950ታት ክልተ ማናቱ ኣሓት ኣብ ሓደ ሰብ ዘይብሉ ህንፃ ተወሊዲም ። ካብ ኡ ወለዶም መን ምኳኖም ስለዘይፍለጡ ንመዕበይቲ ሰባት ተዋሂቦም። ክሳብ ብፅሕነኦም ድማ ምስ ሓንቲ በይና እትነብር ሰበይቲ ዓብዮም።
ድሕረ ባይታ ዘሪቱ ከበደ
ዘሪቱ ከበደ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 11 የካቲት 1976 ዓ/ም ተወሊዳ። ገና ኣብ ዕሸል ዕድሚኣ እያ ብሙዚቃ ፍቅሪ ዝወደቐት ፤ ዝተወለደትሉን ዝዓበየትሉን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ። ናይ ቁልዕነት ግዚኣ ኣብ ሓያላት ቤተሰብ እያ ኣሕሊፋቶ። ኣቦኣ አቶ ከበደ ወልደየርግስ ናይ ኪነ ህንፃ ባዓል ሞያ (artictcher) እንትኾን አድኣ ወ/ሮ እንግዳ ምትኩ ድማ የቤት እሜቤት ኮይና ካብ ሰብኣያ ብ30 ዓመት ዝነኣሰት እያ ነይራ። ዘሪቱ ክልተ ኣናእሽቲ ኣሕዋት እንትህልዋኣ ፤ ኣቦኣ ካብ ናይ መጀመርታ ሓዳሩ ዝወለደን ክልተ ዓበይቲ ኣሕዋታ ድማ ኣለውኣ።