ኣእምሮኻ ንዓኻ ወይ ኣንፃርካ ክሰርሕ ይክእል እዩ። ንዓኻ ክሰርሕ እንተደሊኻ ፣ ፅቡቅ ነገራት መግቦ ። ብፍልጠት ፣ ፅቡቅ መንፈስ ፣ ብዕላማን መምርሕን ምልኣዮ።
ንዓወት ቁሩብ ኩን ፤ ሽዑ ትዕወት ኢኻ።
ከምዚ ዝብል ናይ ኣፍሪካውያን ኣበሃህላ አሎ
“ሓደ መዓልቲ ክጅምር ’የ’’ ኢልካ ዶ ትፈልጥ? ምናልባት ንክትጅምሮ እትሓልሞ ንግዲ፣ ክትፅሕፎ ዝደለኻ መፅሓፍ፣ ዩቱዮብ ቻናል፣ ጂም ምስራሕ፣ ወይ እውን ክተውግዶ እትደሊ ልምዲ ክኾን ይኽእል። እቲ ’’ሓደ መዓልቲ’’ ኩሉ ግዜ ቀረባ ይመስል – ግን ፈፂሙ ኣይመፅእን እዩ። መብዛሕትና ሕልሚ ኣለና፤ ገሊኦም ዓበይቲ ፣ ገሊኦም ኣብ ውሽጥና ዝተሓብኡ… ንኽግለፁ ዝፅበዩ። ንግዲ ምጅማር፣ ትርጉም ዘለዎ ነገር ምፍጣር … Read more
ቅድሚ ሓደ ውርሒ ሓደ ውሳነ ወሲነ ንሓደ ወርሒ ሙሉእ ቅድሚ ሰዓተይ ኣብ ስራሕ ቦታይ ክርከብ እየ ኢለ። እዚ ቀሊል ዝመስል ተመኩሮ ናብ ቀያሪ ዝኾነ ጉዕዙ እዩ ተሰጋጊሩ። ናብ ስራሕ መእተዊ ሰዓተይ ከመይ ከምዝተሓሓዞ ጥራሕ ዘይኮነ ቀይሩለይ፤ ብዛዕባ ዲስፕሊን፣ ድልውነት፣ ግዜ ምክባር ዝበሉ ጠቀምቲ ትምህርታት እዩ ኣምሂሩኒ። ከመይ ከምዘሳካዕኽዎን ንስካትኩም’ውን ከመይ ክተሳክዕዎ ከምእትኽእሉን እንሆ…. ንጎሆን ድሕሪ … Read more
ብዛዕባ ማህታማ ጋንዲ ዝገልፅ ፍሉጥ ዛንታ አሎ። እዚ ዛንታ ድማ ንሓይሊ ብኣብነት ምምራሕ ብፅቡቕ ዝገልፅ እዩ። ሓንቲ ዝተጨነቐት አደ ወዳ ሒዛ ናብ ጋንዲ ትኸይድ። ጥዕንኡ ስለዝጎድኦ ንወዳ ሽኮር ኣይትብላዕ ክብለላ ድማ ንጋንዲ ትሓቶ። ጋንዲ ድሕሪ ብትኹረት ምድማፅ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ሒዝክዮ ተመለሲ ይብላ። እዛ ኣደ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ወዳ ሒዛ ትምለስ። ኣብዚ ግዜ ጋንዲ ነቲ … Read more
3 ነገራት ደረጃ ኢነርጅና ንምውሳኽ ኣብ ዝኾነ ይኹን ነገር ንዕውትንትካ ወይ ንውድቀትካ ዝፀሉ እቲ ቁፅሪ ሓደ ነገር ደረጃ ናይ ኢነርጂኻ እዩ። ኣብ ህይወት በዓል ሙሉእ ጥዕናን ዕውትን ሰብ ክትከውን እንተኾይንካ ኩሉ ግዜ ልዑል energy ክህልወካ አለዎ። ዓብይ ዓወትን ኣደናቂ ውፅኢትን ዓብይ ኢነርጂ እዩ ዝደሊ። እቲ ምስጢር ብከመይ ክትረክቦን ሒዝካዮ ክትፀንሕን ከምትኽእል ምምሃር እዩ። ብተፈጥሮኣዊ መንገዲ … Read more
ኣብ ሳይኮሎጂ Loss aversion ዝበሃል ፅንሰ ሓሳብ ኣሎ። Loss aversion እንታይ እዩ ዝብል… “ብማእኸላይ ገምጋም፡ ሓደ ነገር ረኺብና ካብ እንሕጎሶ ታሕጓስ ንላዕሊ እቲ ነገር ረኺብና ክንስእኖ ከለና እንሳቀዮ ስቅያት ካብ ሰለስተ ክሳብ ኣርባዕተ ዕፅፊ ከም ዝዓቢ ይገልፅ።” እዚ ብኣብነት እንትግለፅ፦ ተመርዒና ካብ እንረኽቦ ሓጎስ ተፋቲሕና እንሳቀዮ ስቃይ ሰለስተ ኣርባዕተ ዕፅፊ እዩ። መኪና ገዚእና ካብ እንረኽቦ … Read more
ካብ ሐዚ ንጌጋ ድልዉ እየ። ማለተይ ከይጋገ፣ ሰባት ከይብሉኒ ክብል የብለይን።🥁 ከምዚ ክገብር ነይሩኒ ፣ ከምዚ እኳ ዘይከኣለ … ገለ ዶ ይብሉኒ እናበልኩ ዓርሰይ ከጭንቅ የብለይን። እዚ ጌጋ እዩ። everyone makes mistakes in life. We are human. እንተዘይተጋጊኻ ኣይትመሃርን፣ ኣይተዓብን ዘለኻ ማለት እዩ። ስለዚ ካብ ሐዚ ዝኮነ ዓይነት ስራሕ እንትሰርሕ ኣስተውዒለ ክሰርሕ ኣለኒ፤ ‘ምርያትን ምእካስን’ … Read more
ኣእምሮኻ ንዓኻ ወይ ኣንፃርካ ክሰርሕ ይክእል እዩ። ንዓኻ ክሰርሕ እንተደሊኻ ፣ ፅቡቅ ነገራት መግቦ ። ብፍልጠት ፣ ፅቡቅ መንፈስ ፣ ብዕላማን መምርሕን ምልኣዮ።
ንዓወት ቁሩብ ኩን ፤ ሽዑ ትዕወት ኢኻ።
ከምዚ ዝብል ናይ ኣፍሪካውያን ኣበሃህላ አሎ
እዚ ፍፃመ ኣብ ኣእምሮካ ቅረፆ ! ኣብ መጨረሽታ 1950ታት ክልተ ማናቱ ኣሓት ኣብ ሓደ ሰብ ዘይብሉ ህንፃ ተወሊዲም ። ካብ ኡ ወለዶም መን ምኳኖም ስለዘይፍለጡ ንመዕበይቲ ሰባት ተዋሂቦም። ክሳብ ብፅሕነኦም ድማ ምስ ሓንቲ በይና እትነብር ሰበይቲ ዓብዮም።