ጥዑም ድቃስ ንኽንድቅስ ዝሕጉዝና ምክርታት

ዶ/ር ማቴው ዎከር ይብሃል። ኣብ በርክለይ ካልፎርንያ ዩንቨርስቲ ብዛዕባ ድቃስ ዝመራመር ናይ ኒይሮሳይነስ ሳይኮሎጂ ሳይንቲስት እዩ። ከምኡ እውን Why We Sleep: Unlocking The Power Of Sleep And Dreams ዝብል መፅሓፍ ደራሲ እዩ። እዚ ተመራማሪ ዝበለፀ ድቃስ ንኽንድቅስ ዝሕጉዝና ኢሉ ዘቀሞጦም ብሉፃት ምክርታት አለው። ቅድሚኡ ግን ሕፅረት ድቃስ ኣብ ጥዕናና ዘምፅኦ ፀገማት ኢሉ ካብ ዘቀመጦም ንርአ። … Read more

ወልፊ ግብረሕቡእን ሳዕቤናቱን

ሴጋ (ግብረሕቡእ) እንታይ እዩ። ግብረሕቡእ  ወይ ሴጋ ዝበሃል ስምዒትካ ንምልዕዓል ጠርዚ ናይ ወሲባዊ ደስታ ንምብፃሕ ብልዒትካ ብምንክካእ ዝግበር ዓርሰ ምንቅቃሕ እዩ። ግብረሕቡእ ዝፍፅሙ ሰባት