መተባብዒ ዛንታ መንገዲ ዓወት ጃክ ማ

ናይ ሂወት ጉዕዙኡ ብ12 ዶላር ንወርሒ እናተከፈሎ ብምስራሕ ዝጀመረ ፡ ሐዚ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ  ሃፋትም ቻይና ኮይኑ ፡ ልዕሊ 37.5 ቢልዮን ዶላር ዝውንን ፡ መስራቲ ጉጅለ ኣሊባባ  ጃክ ማ ፡ዛንታ ዓወቱ ፈሊጥካ ኣብ ሂወት ተስፋ ከይትቆርፅ ከለዓዕለካ እዩ። ጃክ ማ ካብ ድኻታት ቤተሰብ እዩ ተወሊዱ። ወዲ ዓሰርተ ገለታት ዓመት እናሃለወ ፡ ኢንግሊዛኛ ቋንቋ ናይ ምዝራብ … Read more

መተባብዒ ዛንታ መንገዲ ዓወት ፕሪያንካ ቾፕራ /ብኸመይ ንውድቀት ኣሰኒፋ ክትካእ ዘይትኽእል ጓል ኣንስተይቲ ኮይና/

/ብኸመይ ንውድቀት ኣሰኒፋ ክትካእ ዘይትኽእል ጓል ኣንስተይቲ ኮይና/ ፕርያንካ ቾፕራ ኣብ ህንዲ ካብ ምቁልላት ቤተሰብ እያ ተወሊዳ። ኣቦኣን እናኣን ፡ ናይ ህንዲ ሰራዊት ሓካይም እዮም ነይሮም። በዚ ድማ ፕሪያንካ ኣብ ግዜ ቁልዕነታ ብዙሕ ግዜ ካብ ቦታ ናቦታ ክትዘዋወር ግድን ነይሩ። ኣፍላ መንእሰይ እናሃለወት ንኣሜርካ ተዘዋዊራ ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ህዝቢ ትምህርት ቤታት ትምህርታ ተከታቲላ። እንተኮነ … Read more

ድሕረ ባይታ ዘሪቱ ከበደ

ዘሪቱ ከበደ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 11 የካቲት 1976 ዓ/ም ተወሊዳ። ገና ኣብ ዕሸል ዕድሚኣ እያ ብሙዚቃ ፍቅሪ ዝወደቐት ፤ ዝተወለደትሉን ዝዓበየትሉን ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ። ናይ ቁልዕነት ግዚኣ ኣብ ሓያላት ቤተሰብ እያ ኣሕሊፋቶ። ኣቦኣ አቶ ከበደ ወልደየርግስ ናይ ኪነ ህንፃ ባዓል ሞያ (artictcher) እንትኾን አድኣ ወ/ሮ እንግዳ ምትኩ ድማ የቤት እሜቤት ኮይና ካብ ሰብኣያ ብ30 ዓመት ዝነኣሰት እያ ነይራ።  ዘሪቱ ክልተ ኣናእሽቲ ኣሕዋት እንትህልዋኣ ፤ ኣቦኣ ካብ ናይ መጀመርታ ሓዳሩ ዝወለደን ክልተ ዓበይቲ ኣሕዋታ ድማ ኣለውኣ።

Read more

ታሪክ ሂወት ኣሚትኣብ ባቻን

ሙሉእ ስም ኣሚትኣብ  ሃሪቫንሽ ሬይ ሻሪቫስታቫ ሳጓ Munna, Big B, Angry Young Man, Amith, Shahenshah of Bollywood, Star of the Millennium ሞያ ተዋሳኣይ፣ቴለቨዥን ኣቅራቢ ፣ኣዳላዊ ፊልም (producer) ፣ ደረፋይ፣ ናይ ሙዚቃ ደራሳይ (coposer) ፣ ነበር ፖለቲከኛ ናይ ትምህርቲ ደረጃ Bachelor of Science ከምኡ እውን Bachelor of Arts ፈለምቲ ስራሕቲ ናይ ቦሊውድ ፊልሚ – Saat Hindustani … Read more