መኻይድኻ መን እዩ?
“መን ምዃንካ ክነግረካ ምስ መን ከምትኸይድ ንገረኒ” ዝብል ኣበሃሃላ ኣሎ። እዚ ኣበሃህላ መሓዛኻ፣ ብፃይኻ፣መዋዕልትኻ፣ መኻይድኻ ኣብ ባህሪኻን መንነትካን ዘለዎ ፅልዋ ክንደየናይ ዓብይ ምዃኑ ዝገልፅ እዩ። ኩሉ ግዜ ምሰ ተራ ሰባት ኮይንካ መስተንክራዊ (ቅያዊ) ስራሕ ምስራሕ ከቢድ እዩ። ኩሉ ግዜ። ጂም ሮን ዝበሃል ናይ ህይወትን ዓወትን ዓላሚ ከምዝብሎ “ንስኻ ማእኸላይ ውፅኢት ናይቶም መብዛሕትኡ ግዜ ምሳኻ … Read more