ሃብ፡ ወሃብቲ ይወሃቦም እዩ!!

“ሃቡ ፤ ክወሃበኩም እዩ፤ በቲ እትሰፍርሉ መስፈሪ ፥ ክስፈረልኩምእዩ፤ ___ መፅሓፍ ልቋስ 6፡38 ወዲ ሰብ ዝደልዮ ወይ ዘድልዮ ነገር እንተሂብካዮ ኢኻ ትደልዮ ወይ ዘድልየካ ነገር ትረክብ። እቲ ቁዱስ መፅሓፍ እውን ሃቡ ክወሃበኩም እዩ እዩ ዝብል። ‘ወዲ ሰብ ዝደልዮ ነገር እንተሂብካዮ ኢኻ እትደልዮ እትረክብ’’ ካብ ምቅባል መጀመርታ ምሃብ ይቅድም። “ካብ ምቅባልስ ምሃብ ይባርክ” __ይብል መፅሓፍ ቅዱስ። … Read more